ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ደንቢ ምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

Tigray Representative House

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል።          

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo