ቤትፅሕፈትፕላንንፋይናንስንወረዳክልተኣዉላዕሎኣብበጀትዓመት  2008 ዓ/ም  ኣብወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ተንከፍ ኣቁሑት ናይ መኪና ፅገና አገልግሎትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

kilte awlalo Planning and Finance Office

በዚመሰረትኣብዚጨረታክትወዳደሩእትኽእሉሕጋዉያንተጫረቲ

1  ኣብቶም ዝተዘርዘሩ ዘፈራት ንግዲ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀትዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም ኮይኑ ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ክትሳተፉ እትክእሉ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ክከዉን አለዎ::

2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ/ቲን  /ካርድዘለኩምዝተሐደሰናይመቀርባይንትካርድ

3  ብዜካ አብ ፅሬት መሳርሒ ኣብ ካልኦት ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቨት/ዝተመዝገብኩምን/ ሰርተፊኬት ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ ናይወርሓዊ ዲክሬሽ ንናይዝሐለፈ ወርሒ  /ሐምለ / መረዳእታክተቕርቡ እትክእሉ ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት  ፅሕፈትናከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላእካብዕለት  25/12/2007 ዓ/ም   ክሳብዕለት   4 /1/ 2008 ዓ/ም ዋንኡንኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዘተዳለወ ናይጨረታ ሳፁንምእታዉይከኣል:;

4  ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት   4 /1 /2008 ዓ/ም  ሰዓት  4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት  4:30  ድማተጫረቲወይድማሕጋዊወኪሎምአብዘለዉሉይኽፈትተዘይሃለዉንኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፖስታብስርዓትይኽፈትንይግምገም::

5  ተጫረቲቅደሚጨረታምኽፋቱመኽበሪጨረታዝኽዉን

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /  ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /  ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት  ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /  ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ /  ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ መኪና ፅገና አገልግሎት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /  ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::

6  ተጫረቲዘቕረብዎናይመወዳደሪጨረታሰነድማህተምንፊርማንበዓልዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾኑንተቐባልነት አይህልዎን::

7  ሰዓራይኮይኑዝተረኸበተጫራቲሰዓረይምኮኑካብ ዝተነገረሉ ኣብዉሽጢ  3ናይሰራሕመዓልቲ ዉዕሊእንተዘይአሲሩ ዘተሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲካዝና አታዊ ይኽዉን::

8  ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኺቡእቲጨረታብኽፋልይኹን ብሙሉእናይምስራዝ መሰሉሕሉዉእዩ::

ንተወሳኺሓበሬታ

ብስ/ቁ  0344430357ምሕታትይከአል:

 

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo