ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ካብ መቐለ ሲሚንቶ ፋብሪካ መሰቦ ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

Enderta Woreda Planning and Finance Office

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo