ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ካብ ሕጋውያን ነጋደ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።

Mekelle City Planning and Finance Office
1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:00 2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋ ይከኣል።i

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo