ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋክቸሪንግ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ከዕድግ( ክግልገል) ይደሊ።

Mekelle City Planning and Finance Office

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ጨረታ 15/04/2011 ዓ/ም 3:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo