ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

Dedebit Credit and Saving Institution S.C

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ሰነድ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 21/11/2018 ኣ.ፈ( 12/03/2011 ዓ/ም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል፤

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/11/2018 ኣ.ፈ (18/03/2011 ዓ/ም) ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/11/2018 ኣ.ፈ (18/03/2011 ዓ/ም) ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ተጫረቲ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላርስዮን ክተቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩም  ነፍልጥ።

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo