ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Culture and Tourism Agency

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት  ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም  ጀሚሩ 21/03 /2011 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸውን።
5 ጨረታ ዕለት 21/03/2011 ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸውን።

6 ነቲ ኣቕሓ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘቅርብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ንክተእትው ንሕብር።

9 ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo