ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ናይ ኣብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዝኮነት መኪና ማርቸዲስ ሞዴል 1417 ዝዓይነታ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ስለዝባላሸወት ብግለፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእስለ ዝደለየ ክትወዳደሩእትደልዩሕጋዉያን ነጋዶነዚዝስዕብሮቆሓእተማልኡንክትወዳደሩይዕድም
ተወዳደርቲ(ጨረታ) ከማልእዎዝግባእሮቋሒታት
1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007/ 2008 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰንኦርጅናልን ዘይምለስፎቶ ኮፒንዘቅረብ
2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡኦርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::
3 ቫትዝተመዝገበንኢርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::
4 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር 3000.00 (ሰለስተሽሕ) ብሽምቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::
5 ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይኣብእንዳ ተ/ ሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊትኮሚሳርያትቢሮናቢሮቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 10 ብር ( ዓሰርተ) ከፊልኩምትወስዱ::
6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝድልዝ ዘይብሉ አብዝተአሸገፖስታ መሊኡ የቅርብእቲ ንብረትኦርጅናልን 1ይደረጃይኸዉን::
7 ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትብናይባዕሉመጎዓዝያ ናብመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝክእልንእቲ ንብረትSpecification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት ጋረዥ ትክክለኛምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸዉን::
8 መክበሪዉዕሊ 10 % ካበዘሸነፎዓይነትንብረትቅድሚዉዕሊምእሳሩከትሕዝዝክእልን ዉዕሊአሲሩንብረትኣታዊዝገብርን እቲ ጨረታ መስተከፈተ ን10 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀንኡ ይፀንሕ::
9 ቢሮናካብቲዝፍፀምግዝኢት 20 % ምዉሳክንምቅናስንዝክእልምኮኑ::
10 ኣብዚጨረታከጭበርብርዝፈተነነጋዳይካብጨረታወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲካዝናአታዊኮይኑ ኣበካልኦትጨረታከምዘይሳተፍን ብሐጊእዉንተሓታቲመኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::
11 እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 27 /11 /2007 ዓ/ም ክሳብዕለት 12 /12/ 2007 ዓ/ም ይኸዉን::
12 እቲጨረታዝእሸገሉዕለት 12 /12/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ 4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶመኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶመብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ::
13 ብመምረሒመሰረትቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 % ክኸፍል አለዎ::
14 መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲ ጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
15 ተወዳደረቲማዕረኮይኖምእንተሲዒሮም ናብ ኣብ ኣበዝሓ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ ወይ ማዕረ ንመቕሎም::
16 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት / ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካሕሸታትይካኣል::