ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንልምዓት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ መማያየጢ ዝውዕል በዓል 106 ገፅ 9000( ትሽዓንተ ሽሕ) ማንዋል ክተሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝቀርብ ረቋሒ እተማልኡ ኣካላት ክትጫረቱ ትዕድም።

Tigray Womans Association

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል

4 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም -13/03/2011 ዓ/ም ይከውን።ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዘሎ ዕለት ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኩም።

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ  ክፍሊ ፋየናንስን ምምሕዳርን ዝኽፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰል ኣለዎ።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo