ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂጨረታ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን
- ኤሌክትሮኒክስ
- ህንፃ መሳርሒ
- ጎማ መኪና
- ፈርንቸር
- ናይ እስፖርት ዕጥቂ
ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም::
- ኣብቲግልፂጨረታዝተጠቐሰሞዴል / specification/ ምስራዝኣይካኣልን::
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቕርብ ዝክእል::
- እዚግለፂጨረታተጫራታይወይሕጋዊወኪሎምኣበዘለዎይኽፈትበቲዝተባሃለእዋንንቦታንእንድሕርዘይተረኺቡተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶመኣብዘይለዉሉዝኽፈትምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ሓምሳ ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብ ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲወረዳቆላተምቤንክፍሊትብምክፋልካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳቆላተምቤንብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላአእቲሰነድዝሽወጠሉእዋንካብዕለት 08 /10 /2007 ዓ/ም ክሳብ 19 /10/ 2007 ዓ/ም ኮይኑዋንኡንኮፒኡነ ብሰምዒወይዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒሓደኦርጅናልብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁንምእታዉይከኣል ብሐደ ኦርጅናል ጥራሕ ዛእተወ ድማ እቲ ሐደ ኣርጅናልን ዝኸፈተ ኾይኑ ንዝመፀ ጥርዓን ግን ተቐባልነት የብሉን::
- ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 19 /10/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑበዚዐለትሰዓት 4:45 ናይ ንጎሆ ይኽፈትመክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲቅድሚጨረታኽፋቱመኽበሪጨረታዝኽዉንብረ 2000/ ክልተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲግለፂጨረታናይበዓለዋናማህተምንፊርማነክህልዎአለዎ::
- ነቲኤክስካቫተርምጎዓዓዚማለትመምፅእንመምለስንከምኡዉንነዳዲኩሉባዕሉክሽፍንዝኽእል::
- ኣብስራሕእዋንንዝገጥምብልሽትናይኤክስካቫተርሎቬየድባዕሉክፅግንዝኽእል::
- እዚግልፂጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉአይኹንብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::
- ናይ 2006 ዓ/ም ሙሉእግብሪዝከፈለወይ 2007 ዓ/ም ንግዲፍቓድዘሐደሰነ:;
- ናይግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪ /ቲንካርድ / ዘለዎነናይመቅረባይነትመረዳአታከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺሓበሬታስ.ቁ 0344460052