ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ (equipment /High Pressure Auto clave) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

Quha Hospital

1 በቢ ዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2010/2011 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ናይ 2010/2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይን ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ኩሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቁፅሪ 48 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ጨረታ ብር 3000 ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/01/2011 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 09/02/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/02/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካልእ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፐስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

8 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህታም ፊርማ ክህልዎ አለዎ ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

9 ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናንስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ተወዳደርቲ ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን።

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 42 02 21 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo