ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ኮምፒዩተር በዝሒ 20 ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I7በዝሒ 17፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I5 በዝሒ 3፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 14፣ ኤየር ኮንዲሽነር በዝሒ 2፣ ጀነሬተር በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።

Dimtsi Weyane Tigray

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።

1 ናይ 2010ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐዱስን ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾኑን፣

2 ውሕስና ጨረታ 10% ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ካብ ባንኪ ዝተውሃበ (ዝተረጋገፀ) ቼክ ከቕርብ ዝክእል

3 ዶኪሜንት ጨረታ ኩልግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 10/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ቢሮ 308 ዶክሜንት ክትወስዱ ትኸእሉ

4 ዶኩሜንት ጨረታ ፋይናንሻል መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ 409 ክትቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 10/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ንዓሰርተ (10) ናይ ስራሕ መዓልትታት ብምፅናሕ ዕለት 22/01/2011 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 4 ፎቅ ኣብ ዝርከብ 404 ኣዳራሽ ይኽፍት።

6 ሰዓራይ ትካል ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ (10) መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጓዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ።

7 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሳረዝ መሰሉ ዝተሓላወ እዩ።

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዌብሳይት ድምፂ ወያነ ትግራይ www .dimtsiweyane tigray.com ወይ ድማ ብፌስቡክ ኣድራሻና ኣብ dimtsi weyne tigray ድወት / facebook .com ኣድራሻ ምርካብ ይከኣል።ወይድማ ብኣካል ብምምፃእ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ምውሳድ ይከኣል እዩ።

ንተወሳኺ ሐባሬታ ብስ.ቁ 0344-410544/46 በፖሰታ ቁፅሪ 450 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo