ጨረታ ምልክታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ሎት ቁፅሪ | ዝርዝር | መብርሂ |
1 | ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
2 | ፀፀር በዓል 02 | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
3 | ብሎኬት | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
4 | ቶታል ስቴሽን | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት
1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
2 ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን ዘለኩም::
3 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
4 ን ሎት 4ተ ቴክኒካል ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ተመሊኡ ኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ተዓሺጉ ክቅርብ አለዎ::
5 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ናይ ዝተወዳደርሉ ናይቲ ንብረት ጠቕላላ ዋጋ 2% ብ CPO ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
7 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 12 /10/ 07 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
8 ቤት ዕዩና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 416548 ምድዋል ይከኣል::