ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ዉሽጢ ግ ናይ ጋሓፍ መቃፀልን(incinerator) ናይ ቤት ፅሕፈት ፓርትሽን( partition) ንምስራሕ ናይ ማተርያል ጉልበትን ማሽነርን በጠቅላላ ከጫርት ይደሊ

Office of Tigray People's Liberation Front

ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግደ ትካላት ህንፃ ኮንስትራክሽን ጠቅላላ ኮንስትራክሽንን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 52 ካላንደር መዓልትታት ከጠናቅቅ ዝክእል

ዋጋ ሰነድ 100 ብር

መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ጨረታ ዕለት 26/ 08/ 2010 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሰዓት 4:00 ይክፈት

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo