1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 30 ብር ( ሳላሰ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- Software and Network (10)
- Construction (312)
- Electronic and ICT Equipment’s (76)
- Accounting and Auditing (26)
- Agriculture (36)
- Building/Material Materials (132)
- Cleaning and Janitorial (17)
- Consultancy (56)
- Education and Training (20)
- Electrical and Electro-Mechanical (115)
- Food and Beverage (24)
- Furnishing and Fixture (5)
- Furniture (36)
- Health (6)
- Laboratory and Chemical (28)
- Maintenance (4)
- Medical Equipment and Supplies (11)
- Photography and Filming (2)
- Printing and Publishing (19)
- Public Relations and Advertising (4)
- Rent (17)
- Sale (8)
- Security and Protection (12)
- Vehicle Spare Part (23)
- Textiles and Leather Products (10)
- Transit and Transport (4)
- Vehicle and Heavy Machinery (24)
- Aluminum, Glass and Metal Works (11)