ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

Agazi justice officers Training center

ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝዋዳደሩ መቕረብቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1Â ምስቲ ዘቕርብዎ ኣቑሑት ዝተሐደሰ ናይ 2010 በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድÂ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 አብ ተወሳኺ ታክሲ / VAT/ ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ዲክሊሬሽን ክተቕረቡ እትኽእሉንÂ /VAT/ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይወዳደሩ

3 ግብሪ መንግስቲÂ ከፋሊ ምኮንኩም ዘረጋግፅ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪÂ (TIN) Â መረዳእታ ከቅርብÂ ዝኽእሉ

4 ኣብ ኣብያተ ዕዩ መንግሰቲ ንዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ዝርዝር መቕረባይነት መረዳእታÂ ከቕርብ ዝኽእሉ::ኣብ ናይ 2010 ዓም ምርራ ዘካየደት መኪና ክትከዉን አለዋ

5 ጨረታ ቅደሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብር 3,000 ብሲፒኦ /ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6Â ሰዓሪ ምኮኖም ካብ ዝግለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይÂ ዝሰዓርዎÂ ንብረት ዋጋ 10 % መኽበሪÂ ዉዕሊ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይÂ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ከቕርቡ ዝኽእሉ::

7 ጨረታ ዕለት 08/06/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/ 06/ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት::

8 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 20 ብር

9 ጨረታእንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዘለወሉ ዝክፈት ኮይኑ ግና ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ብዝይምህላዎም ምኽፋት ጨረታ ኣይጋተትን::

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344431053/0829 ደዊልካ ምሕታት ይከአል ::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo