ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንኣብያተ ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኮምፒተራት ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

Tigray Construction Road and Transport Bureau

1 ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም

4 ናይ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ደይሬክቶረት ዕደጋ ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ 21/05/2010 ዓ/ም ከሳብ 7/06/2010 ዓ/ም ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 3000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 7/06/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 171 ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን

8 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ነአፈፃፅም ዉዕሊ ዉሕስና የትሕዝ

10 በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ (ስፐስፊከሽን መሰረት) : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብቲ ቢሮ ከረክብ ዝክእል

11 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

12 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo