ትካልና ፍረ ስዉኣት ሰራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንደረቅ ፅዕነት መጓዓዚያ ዝጥቀመለን ዘሎ ክልተ ናይ ጣሊያን ሰርሓቲ ዝኮና ኤሮትራክ ምስተስሓቢአን ብዘለዋሉ ኩነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደልይ

Fre Suwat Trading PLC

1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ ብር 100 ብምክፋል ካብ ትካልና ምግዛእ ይከኣል

2 ተጫረቲ እቲ ዋጋ ዝቀረበ ኤንቨሎፕ ብመጣበቂ ተዓሺጉ እቲ ማስታወቂያ ብዝወፀሉ ኣብ 10 ተከታተልቲ ናይ ሰራሕ መዓለቲ ብዝተዳለወ ሳንዱቅ እቲ ጨረታ ክእቱ አለዎም

3 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉዎ እቲ ጨረታ ብፅበሐ 4:30 ሰዓት ኣብ ትካል ዋና ቤት ፅሕፈት አብላይዘንአፊስነ ብዕለት ይክፈት

4 ሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ 40% ብናይ ባንኪ ክፍሊት መአዘዚ ስፒኦ ምትሓዝ አለዎ

5 እቲ ጨረታምስተከፈተ ተሰዓርቲ ንጨረታ ዘተሕዝዎ ገንዘብ ሽኡ ንሽኡ ይምለሰሎም

6 ተጫረቲ ናይ መኪና ኩነታትን ዓይነታተን ምርኣይ እነተደለዩም እቲ ጨረታ ብጋዜጣ ካብ ዝወፀሉ እዋን ጀሚሩ ካብ ትራንስ ኢትዩጰያ ግቢ እቲ ብስራሕ ሰዓት ብምክያድ ምርኣይ ይክእሉ

7 እቲ ትካል ካሊእ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ጨረታ ዝኣትዉሉ መቐለ ፍረስዋት ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቢሮ ቁፀሪ 1 ወይ ኣዲስ አበባ ላይዘነ ኦፊስ ስተድዩ ፊት ንፊት ኣፓርታማ ጊዩን ፋሽን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 10 እዩ

9 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ከብ 4/5/2010 ዓም ክሳብ 15/5/2010 ዓም

0914728662/0344415254

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo