ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክ

Tigray Revenue Development Authority

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ  ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን  ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም  ኮምፒተራትን ላፕቶፕ:  ፕሪንተራት  ቢመር ወዘተ ብግልፂ  ጨረታ  ኣወዳዲሩ  ክገዝእ  ይደለይ  ስለዚ ዝምልከተኩም  ትካላት በዚ ዝስዕብ  ረቁሓ  መሰረት ክትወዳደሩ  ይዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ  ዘተመዝገቡ ምካኖም ናይ መወዳእታ ወረሒ ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ  ከቅርቡ  ዝክእሉ ክኾኑ  አለዎም::

3 ተጫረቲ  ናይ መክበሪ ጨረታ  ፈርኒቸራት ከም ቁም ሳጥን  ሸልፍ  ጠረዘን  ብር 3000.00 ንፐላንት  መሽነሪነ ከም ኮምፒተራት  ላፕ ቶፕ  ፕሪንተራት  ቢመር ወዘተ  ብር 6000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኢትዩያ ንግዲ ባንክ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ  ናይ ተጫረቲ  መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ  ንሕድሕድ  ደኩመንት ብር 30.00  /ሳላሳ /ብምክፋል  አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ  ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ  ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ  እዚ ምልክታ ጨረታ  ካበ ዝተጋወሐሉ  ዕለት 17 /06/2007 ጀሚሩ  ክሳብ  01/ 07/ 2007  መዓልቲ ኣበ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ  ትክእሉ::

5  እቲ  ጨረታ ዝዕፀወሉ  ዕለት 01/07/2007 ዓ/ም  ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት  01/07/2007 ዓ/ም ሰዓት  8:00  ድሕሪ  ቀትሪ  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ  ባዓል መዚ ልምዓት  እቶት  ይኽፈት ::

6  ባዓል መዚ ልምዓት እቶት  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ  ብሙሉእ ይኹን  ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዘተሐለወ  አዩ::

 

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  034440 18 75 ደዊልኩም  ምጥያቅ  ትእኽሉ

NB  ኣደራሻና  ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ  3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5  ጥቃ  ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo