ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ትደሊ

Tigray Womans Association

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 24 /01/ 2010 ዓም ክሳብ 03/ 02/ 2010 ዓም

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 03 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo