ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

New Millennium University College

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

3 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት ጥሪ 16 ክሳብ ጥሪ 28/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ ጥሪ 28/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::

4 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር ::

5 ሳዓራይ ተጫረቲ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ዝናሳሕ እንትኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ /CPO/ ናብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣታዊ ይኸዉን ::

6 ተጫረቲ ቲን ቑፅሪ ንግዲ ምዝገባ ከቕርቡ ይግባእ ::

7 ተጫረትቲ ናይ 2007ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ይግባእ ::

8 ተጫረትቲ አብ ሞያ ስፌት ዓለባ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እነተኾይኖም ናይ ዘቕርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ሐዊሶም ከቕምጡ ይግባእ ::

10 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እነተኾይኖም ቫት ዲክላሬሽን ከቕርቡ ይግባእ ::

11 ተጫረቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎመ ክኾኑ ይግባእ ::

12 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑስልኪ 0344406088/406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::


 


 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo