ኣብ ቤት ፅሐፈት ብሄራዊ ክልላለዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን ንቤት ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ ክልል ትገራይ ግልጋሎት ዝዉዕል

Tigray Presidency Office

              ን  3ይ  ግዜ ዝወፀ  ግልፂ  ጨረታ  ምልከታ
ኣብ ቤት  ፅሐፈት  ብሄራዊ  ክልላለዊ  መንግስቲ  ትግራይ  ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ  ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን  ንቤት  ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ  ክልል ትገራይ  ግልጋሎት  ዝዉዕል
 ናይ  ፅሕፈት  መሳረሒ  ኣቁሑን ደቀቅቲ  ኣቁሑን  ብግልዒ  ጨረታ  አወዳዲሩ  ክዕድግ  ይደሊ
ኣብዚ  ክተወዳደሩ  ትደሊዩ  ነጋዶ  ብንግዲ  ዘርፍኹም  መሰረት ዝተሐደሰ  ናይ  2007  ዓ/ም  ንግዲ ፍቃደ  ናይ  2007   ዝተሓደሰ መቕረባይነት  ካርዲ : ቲን  ናምበር  : ኣብ (ቫት) ተመዘገብቲ  ዝኾንኩም አዚ ግለፂ ጨረታ ካብ  ተጋዋሐሉ  ዕለተ ጀሚሩ  ኣብ ናይ  ስራሐ  ሰዓት  ክሳብ  ዕለት   18/ 05 /07 ዓ/ም  ሰዓት  6:00 ኣበ ዘሎ  ግዜ ናየ  ጨረታ  ዝርዝር  መምረሒ  ሰነድ  ካብ ደጋፊ  ከይዲ  ስራሕ  ዕዳጋ  ፋይናንስን  ንብረት  ምምምሕዳር  ቢሮ ቁፅሪ  3 -19 ዘይምለስ  ብረ  15. 00 /ዓሰርተ  ሓሙሸተ  ብር / ከፊልኩም  ብምዉሳድ  ክትጫረቱ  ንዕድም::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo