2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።

Adi Haki Secondary School
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/06/2006 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቤት ትምህቲ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል መሰል ምስራዝ ኣለዎ። ዝርዝር ዝስርሑ ስራሕቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ምምሕዳርን ፋይናንስ ብነፃ ክትወስዱ ትኽእሉ።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo