ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ናይ ዝተፈላለዩ ስተሽነሪታት ቀለማትን ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

Dedebit Credit and Saving Institution S.C

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::

4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/03/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/4/2009 ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 1/4/2009 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

6 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስÂ 4Â /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ

8 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ብምቅራብ ወይ ድማ ብስለኪ ቁፅሪ 0344410250 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo