ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ አቁሑት Office furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

1 ብዘርፉ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 01 ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/3/ 2009Â - 4/4/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:30 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo