ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትውዳደሩ ንዕድም
-
ናይዚ ዘመን ግበሪ ዝኽፋሉን ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቓድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ቫት ድክሌር ዝገበረሉ ናይ መወዳእታ ፣ ናይ መቕረባይ ምስኽር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ።
-
በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ኤጅንስና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 03/06/2006 ደሚሩ 20 ቕርሺ ብምኽፋል ምውሳይ ይካኣል።
-
ናይ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ ብር 3000.00 ክትሕዝ ዝኽእል።
-
እቲ ጨረታ ዕለት 03/06/2006 ክሳብ 21/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀው።
-
ጨረታ ዕለት 21/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት
-
ነቲ ሕትመት ኣብ ሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሒ ዘረክብ
-
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።
-
ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደስታ ዝርከብ ህንፃ ኣብርሃም ደስታ ቀዳማይ ደብሪ እዩ።
-
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-01-77 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።
-
ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ።
-
ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ።
-
ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።