ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ሙሉ ቀዳማይ ብርኪ ቅሳነት ንመምሃሪ ዝከዉን ህንፃ ከስርሕ ስለዝደሊ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

Wukro town office of Construction, Road and Transport

1.  ናይ 2008 ዓም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈልኩም ፍቃድ ዘሐደስሉን መረዳእታን ከቅርብ ክእልን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽንን ቁፅፅርን ምዝገባን ፍቃድን ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2.  ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም

3.  ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይን ድማ ካብ ባንኪ ብዝተዉሃቦ ዝተረጋገፀ ቼክ 35000 ከቅርቡ ኣለዎም

4.  ንተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህነፃ ፕሮጀክት ወይንም ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ጀሚሮመ ኣብ ዉሽጢ 230 ተከታተልቲ መዓልትታት ዉሽጢ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

5.  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ  ዉቅሮ ምዉሳድ ይከኣል

6.  ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ፕሮጀክት ዋጋ ወይ ከዓ ፋይናሻል ሰነድ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ምስናይ ጨረታ ዉሕስና ዝሓዙ ሰነዳት ኣበ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኮሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዮ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይ ዝጫረትዎ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፓስታ ብማርከር ብምፅሓፍ ከእትዉ ይግበእÂ

7.  ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝቀረቡ ሰነድ ቅጥዕታት ብትክክል ክመልኡን ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ እንተይኣዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽወጥ ዝነበረ ከይጎደለ ከቅርቡ ኣለዎም ዝጎደለ ብትክክል ዘይተመለአን ቅደም ሰዓብ ዝተዛበዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዮ

8.  እቲ ጨረታ ኩሎም ተጨረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልተቶመ ኣብ ዝተረከብሉ 5 ሕደር 2009 ዓም ልክስ ሰዓት 8፡30 ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽነ መንገድን መጋዕዝያን  ከተማ ዉቅሮ ይክፈት

9.  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10. ንተወሳኪÂ ኣብÂ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያንÂ ከተማÂ ዉቅሮ ብኣካል ብምርካብ ወይን ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344431142Â ደዊልካ ምሕታት ይካአል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo