ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Water Works Enterprise

ጎማ ተሸከርከርቲ ምስ ካላማደርያ

ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ

ሳብ መርሰቢል ፓምፕ ጀነሬተርን

አቁሑት ኮንስትራክሽን

ዘይቲ ተሽከርከርቲ

መለዋወጢ አቁሑ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲን ማሽነርን

ንፊልድ ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓራት ፍርናሸን ትራእሰን

ባትሪ መኪና

አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ዎርክሾፕን ደንቢ ክዳን ሰራሕኛታትን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1. ናይዚ ዘበል ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
  2. ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን Â ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3. Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት 1 30000 ቅርሺ ንሎት 2 15000 ቅርሺ ንሎት 3 25000 ቅርሺ ንሎት 4 30000 ቅርሺ ንሎት 5 30000 ቅርሺ ንሎት 6 30000 ቅርሺ ንሎት 7 15000 ቅርሺ ንሎት 8 15000 ቅርሺ Â ንሎት 9 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ
  5. ንሎት 1 ን 2ን 3ን ቴክኒካል ፋይናንሻል መረዳእታ ዋናን ምስ 2ተ ቅዳሕን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  6. ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ሰዓሪ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝን አታዊ ይገብር
  8. ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  9. Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 407761 ምድዋል ይከኣል:

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo