ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ

Maichew Particleboard Manufacturing PLC

ስለዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያባ ወይድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊትለፊት አብ ዝርከብÂ ቤት ፅሕፍትናÂ ብምምፃእ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጂናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ክህልዎም አለዎም

4 ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10,000 ከትሕዙ አለዎም

5 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ ዓርቢ ዕለት 20 /01 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኣብ መቀለ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347771259 ወይድማ 0912959846

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo