-
ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቓዱ ዝሓደሰን ክኾን ኣለዎም።
-
ተጫረቲ ቲ.ኦ.ቲ. ዝተመዝገብቲን ናይ ከፈለቲ ግበሪ መለለይ /ቲን/ ኣብ ምቐረባይነት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረጋገፂ ከቕርቡ ኣለዎም
-
ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ካብ ዝተፈላለዩ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲ.ፒ.ኦ ብር 5000.00 ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎም
-
ኣብቲ ጨረታ ዝሸነፈ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ቐሪኖም ናይ ዘቕረቡዎ መጠን 10% ናይ ጨረታ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ናይ ምእሳር ኣለዎም፣ መፂኡ እንተዘይኣሰረ ግና ዘድሐዞ ጨረታ መኽበሪ ይውረስ
-
ተጫረቲ ናይ ጨረታ ኣሸናፊ እንተኾይኑ ዘሸነፎ ማንዋል በቲ ዘኣተውዎ ውፅሊ እቲ ስፐስፊኬሽንን መሰረት ከረክቡ ይግባእ
-
እቲ ጨረታ ን1ይ፣ን2ይ፣ን3ይ ዝኾኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ውዕሊ ምስ ኣስረ ሽዑንሽዑ ይምለስሎም
-
ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ዋጋ ብሽምዒ ኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ደሚሩ ክሳብ 29/05/2006ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተእትዉ ትኽእሉ
-
እቲ ጨረታ ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 29/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትገራይ ይኽፈት።