ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Education Bureau
  1. ዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለዎም
  2. መረዳእታመቅረባይነትዝሓዘንመለለዩቁፅሪከፋላይነትግብሪከቅርብዝክእልን
  3. ተወሳኪእሴትዝተመዝገበ
  4. ናይወርሒሓምለሒሳብዘወራረድሉመረዳእታ
  5. ጨረታሰዓራይዉዕሊምስአሰረንፅሕፈትመሳርሒአብ30መዓልቲንህፃናትመምሀሪናዉቲ 45 መዓልቲንንሎትክልተኣብ 45 መዓልቲናብቢሮትምህርቲንብረትዕቀባብናይቢሮትምህርቲበዓልሞያአረጋጊፁዘረክብክከዉንአለዎ
  6. ተጫራታይዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታምዉሳድይከኣል
  7. እዚምልክታካብዝወፀሉ9መስከረም 2009ዓምክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:00 ብምዉሳድዋጋዝገልፅሰነድክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:30 ኣብቢሮትምህርቲ 1ይደብሪፈፃሚዕደጋኣብዝተዳለወሳንዱቅጨረታምእታዉይከኣል
  8. እቲጨረታ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:45 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 9:00 ኣብቢሮትምህርቲክልልትግራይፈፃሚዕደጋይክፈት
  9. እቲቢሮዝሓሸኣማራፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ።

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅርታትስልኪ 034440347ወይድማብምድዋልይኩንብኣካልብምቅራብምሕታትይከኣል

Â

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo