ብሩህ ተስፋ ናይ ማይን ቴክኖሎጂ ሓዝዉማ ን 2009 ዓ/ም ናይ ስራሕ ዓመት ዘድሊ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳዉንቲ ዩኒፎርም ን ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ እቲ ትካል ናይ ጨረቂን ኣሰፋፍያን መሰረት ንክትሳተፉ ይዕድም

Brhu Tesfa Irrigation and water Technology

ብጨረታ ዝዕደግ ዝርዝር ንብረት

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዓይነት ጨርቂ

ሕብሪ ጨርቂ

ዓይነት ስፌትን ናይ ትካል አርማን

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ጋወን

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ብንፅል

102

Â

Â

Â

2

ጃኬት ምስ ስረ

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ብንፅል

68

Â

Â

Â

3

ጀኬት ምስ ስረ ቴትሮን ዝዓይነቱ

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ፅምዲ

176

Â

Â

Â

4

ጀኬት ምስ ስረ ካኪ ዝዓይነቱ

ካኪ

ብሉ ከለር

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ፅምዲ

120

Â

Â

Â

5

ናይ ዋርዲያ ሙሉእ ክዳን ጁባን ስረን

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ፅምዲ

38

Â

Â

Â

6

ቆቢዕ ካብ ቴትሮን ጨረቂ ዝስራሕ

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ብንፅል

20

Â

Â

Â

7

ኮት ምስ ጉርዲ

ተትሮን

ዉሃ ስማያዊ

ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት

ፅምዲ

2

Â

Â

Â

Â

ድምር

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

ቫት

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

ጠቅላላ ድምር

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ዘቅርብዎ ዓይነት ጨረቂ (ብራንድ) ጠቂሶም ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 19/11/2008 ዓም ጀሚሩ ናብ ትከልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 19/11/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/ /12/2008 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/12/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደረራሽ ይክፈት

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344408544/ 0344400072 ደዊልካ ምሕታት ይከአልÂ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo