ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

Ayder subcity Planning and Finance Office

ብደኣንት ንዝተወደቡ ንክጫረቱ ንዝተፈቀደሎምን ንካልኦት ንዝትደልዩ ተጫረቲ ዉን ይሓዉስ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ቅርሺ

መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 1000 ቅርሺ ዘትሕዙ

ቅድሚያ ንደኣንት ንዝተወዳቡ ነተባብዕ

ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ከልዕል ዝክእል እንተዘይኮይኑ ግና በመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ዝቅፃዕ ይከዉን

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10 /10/ 2008 ዓም ሰዓት 3 :30ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :30 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ተጫራታይ ንዘሸነፎ ንብረት ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረት ናይ ሚዛን ክራይ ወይ ካልኦት ወፃእታት ብሙሉኦም ባዕሉ ክሽፍን አለዎ

ተጫራታይ ናይቲ ዝጫረት ንብረት በዝሒ ክዉስክን ክቅንስን ስለዝክእል እዚ ኣብ ግምት ኣእትዩ ክጫረት ዝክእል ክከዉን አለዎ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo