ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

Adigrat town Municipality Office

1 ናይ ዘመኑ እዋናዊ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታን ዘቅርብን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ

2 ናይ አማከርቲ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ በቢ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ

5 ሕጋዊ ልምዲ ስራሕ ከቅርብ ዝክእልን ጠቅላላ ትካላዊ ቁመና ዘርዚሩ ከቅርብ ዝክእል

6 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/7/2017 ዓም ክሳብ 18/7/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 /1 ተጫረቲ ፍቃደኛታት ምካንኩም መግለፂ ድሌትኩም ብፖስታ እናሸግኩም ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ የፍልጥ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914765330 / 0920761693

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo