ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት/Spare part/ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፣

Tigray Health Bureau

ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/ 

ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት/Spare part/ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተቁዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ግርግር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
HZJ-76L
1Shoe kit04495-60080Set02
2Breke Pad kit04465-YZZF6Set02
3Knuckil Bearing90366-20003Pcs04
4Oil Filter90915-30002Pcs01
5Fuel Filter23390-51070Pcs01

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ : ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

✓ እቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ናይ ኦርጅናል ኣቕሓ ክኮውን ኣለዋ :: ዘየቕርብ ትካል ብሕጊ ተሓታቲ ይኽውን::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/04/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 17/04/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 18/04/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 5' ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo