1 እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሪ ብፕሮፎርማ ማለት አዉን ናይ ዋጋ መቅረቢ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከቅርቡ አለዎም
2 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይቲ ስክራፕ ኩነታት ኣብ ሰዓት ስራሕ ካብ ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/4/2017 ዓም ስክራፕ ንብረት ኣብ ዝረከበሉ ፋብሪካ ስሚንቶ ዉልቀ ማሕበር ሓፁር መሸጢ መፀኦም ክሪኡ ይክእሉ እዩም
3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ 200 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 315 ምዉሳድ ይከኣል
4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ አለዎም
5 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ዉሕስና ጨረታ 2 ሚእታዊ ናይቲ ዘትሓዝዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከቅረቡ ኦለዎም
6 ብተወሳኪ ሰዓራይነቱ ምስተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ናይ ሰራሕ ዉሕስና የትሕዝ ንጨረታ መትሓዚ ይልቀቀሉ
7 ንጨረታ ዘትሓዞ 2 ሚእታዊ ይልቀቅ እቲ ጨረታ 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4:15 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ጨረታ ዘሸነፈ ሰዓራይ ምስኣፍለጥና ዋጋ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ገንዘብ አታዊ ይገብር
10 ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ እንተነዉሕ ኣብ 20 መዓልቲ ሙሉእ ብመሉእ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል አለዎ ኣብቲ ዝተጠቀሰሉ መዓልቲ ከልዕል እንተዘይኪኢሉ ናይ ስክራፕ ዉሕስና ናብ ትካልና ሒሳብ አታዊ ከምዝከዉን ክንገልፅ ንፈቱ
11 ብቱወሳኪ ድማ ናይቲ ንጨረታ ዝዉፀ ንብረት መጠን ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409272