ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩትን ለስላሳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

Mekelle Blood bank

ን2 ጊዜ ዝወፀ

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /Description/መፍለዪ /specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ/qty/ነፀላ ዋጋ /unite price/መብርሂ
1ብስኩትየዮፓኬት100
2ለስላሳፋንታብደርዘን100
3ለስላሳምሪንዳብደርዘን100

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 2/03/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/03/2017 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፡፡

3. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡

5. ቢሮ በጀቱ ብምርኣይ ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰል ሕሉዉዩ

6. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 /ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::


ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ

ኣድራሻ ሰዉሒ ንጉስ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo