ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ራስጌ ቲተር፣ክቢ ማህተም፣ቲተርን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

Tigray Justices Bureau

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 12/2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ራስጌ ቲተር፣ክቢ ማህተም፣ቲተርን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብ ́ ፋይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 25/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 27/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 27/03/2017ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 317 ይኸፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ። ኾይኑ ግና ዝተበለሽው እንትሃልዮ ናይ ምስትክክል ግብእ ኣለዎ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ መፅኡ ውዕሊ ከኣስር ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ ክሳተፍ የብሉን።

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ምምፃእን ምውሳድን ግልጋሎት ሰደቓ ትርጉም ምትርጋም

ተ.ቁዝርዝር ስራሕቲ ሕትመትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓዋ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ሽምን ሓላፊነት ዝገልፅ ቲተር ፍላሽ ታይም ብእንግሊዝኛ ን ትግርኛንበፅረት ዝገሹ ምርካብብቁፅሪ20
2ራስጌ ናይ ሰነዳት ዝገልፅ ፍላሽ ታይምብሰሪት ብግኡ ምርካብብቁፅሪ60
3ክቢ ማህተምብሰረት ብግእ ምርካብብቁፅሪ10

ሽም፡-

ፌርማ፡-

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo