ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

1 ተጫረቲ ደረጃ 8 ህንፃ ኮንስትራክሽን BC ኣናሽተይን ደረጃ 8 ህንፃ መንገድን ጠቅላላ ኮንስትራክሽን GC ደቂቅን ንግድ ትካልን ኮንስትርክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳአንትን ዝምልክት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእል እዩም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓትን ደቀቅቲ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ናይ ንግድ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕቲ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክን ተኮናተራይነት ብቅዓት መረጋገፂ ካርዲ ናይ ግብሪ ከፋላይ መዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባየንተ ሰርፊኬትን ዲክላሪሽንን ቫት ሰርተፊኬት ከምእዉን በዚ ሓድሽ መመርሒ ነቲ ዝሐዝዉ ብርክ ዝምጥን ስራሕ ልምድን ግብሪ ዝከፈልሉ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታን ካብ ሕጋዊ ካብ ኣከብቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲኡ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብናይ ኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዝረጋገፅዎ ቼክ 45 ሽሕ ከቅርቡ አለዎም

4 መከበሪ ጨረታ ብኣድራሻ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

5 ብተወሳኪ ዕለትን ሽምን ተጫራታይ ኣብቲ መከበሪ ጨረታ ክፃሓፍ አለዎ

6 ተጫራቲ ናይ ዝተጫረትሉ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዉዕሊ ካብ ዝፍፅሙ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

7 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 10/3/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይድ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ 500 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእል እዩም

8 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ፎቶ ኮፒ ኮይኑ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝግብእ ዝርዝር ስራሕ ቨኤኪዉ መጠቃለልን ዲዛይንን ጥራሕ ኮይኑ ሕድሕድሕ ሰነዳታ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስተዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት አብ ልዕል እቲ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ናብቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ቢሮ ቁፅሪ 28 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 1/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

9 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰነድ ብወነ ተሪዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ እቲ ጨረታ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ኮሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም

10 እቲ ጨረታ ወይድም ሕጋዊ ወከልሮም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 1/4/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ዕለት 1/4/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ን 45 መዓልቲ እዩ

12 እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0930842119 0911084657

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo