ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

Tigray High Court

ምልክታ ግልፂ  ጨረታ
ላዕለዋይ  ቤት  ፍርዲ  ክልል  ትግራይ  ካብ  መደበኛን  ዪኒሴፍን  በጀት  ን2007  ዓም ዝተመደበልና   ንዝተፈላለዩ  ግልጋሎት  ዝዉዕል  ናይ  መኪና  ስፔር     ፅሕፈት  መሳርሒ    ፅርየት  ኣቑሑ    ፈርንቸርን   ኤሌክትሮኒክስ    ኣወዳድሩ  ክገዝእ  ይደሊ   ስለዚ  ክትወዳደሩ  እትደልዩ  ተወዳደርቲ  ክተማልእዎ  ዝግባእ  ረቆሓ
1 ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ  ዘለዎም  ኮይኖም  ናይዚ  ዘበን  ግብሪ  ከፊሎም  ንግዲ  ፍቓዶም  ዝተሐደሰ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ::
2 ቲን ናምበር ዘለዎም::
3 ናይ  ክልል  ይኹን  ናይ  ፈደራል  ዝተሐደሰ  ናይ  መቅረባይ  ሰርቲ ፊከት  ከቅርቡ ዝክእሉ::
4 ተወሳኺ  እሴት ታክሲ /VAT/  ዝተመዝገብኩም::
5 ወርሓዊ  ዲክላሬስን  ዘቅርብ::
6 መክበሪ ጨረታ በቲ መምርሒ ዝፈቅድ ከትሕዝ ዝኽእሉ::
7 ዕዳጋ  ፈፃሚ  ቤት  ፅሕፈት  ካብ  ዛዉፀኦ  ዝርዝር  ወፃኢ  ምቕራብ / ምዉፃእ/  አይካአልን::
8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ  ዘይመለስ ብር 50. 00  ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ  ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ  ይኽእሉ::
9  ተጫረቲ  ኣብ  ታሕቲ  ዝቀረበሎም  መወዳደሪ ሰንጠረዥ  ሽምን  ክታም    ኣድራሻን    ማህተምን ብዘይ  ምንም  ስርዝ  ድልዝ  ከስፍሩ  አለዎም::
10  ጨረታ  ዝወፀሉ  ዕለት  06 /02/  07  ዓ/ም  ጨረታ   ዝዕፀወሉ   ዕለት  21/ 02/ 07  ዓም  ሰዓት  3:30::
11 ጨረታ  ዝኽፈተሉ  ዕለት  21 /02/ 07  ዓ/ም  ልክዕ  ሰዓት  4:00::
12 ቤት  ፅሕፈትና  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  ብኽፋል  ይኹን  ብሙሉእ   ነቲ ጨረታ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ   ዝተሐለወ  እዩ
13 ኣድራሻና  ጥቃ  ሃፅይ  ዩዋሃንስ  ሙሉእ  1ይ ብርኪ  ቤት  ትምህርቲ::
                  ንተወሳኺ   ሐበሬታ  ብስልኪ  ቑፅሪ   0344402420
                                                        ምስ  ሰላምታ
                                      ላዕለዋይ  ቤት   ፍርዲ  ክልል  ትግራይ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo