ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም::
-
ናይ 2007 ዓ/ም ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም::
-
መለለይ ግብሪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ከቐርብ ዝኽእል::
-
ናይ መቕረብቲ ምዝገባ መለለይ ካርዲ ዝተሐደሰ ከቕርብ ዝኽእል::
-
ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/ 02 / 07 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 01 /03 / 07 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 01 /03/ 07 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
-
ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ናይ ፅ/ መሳርሒ 5000.00 / ሓሙሽተ ሽሕ / ንካልኦቶም ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ / ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል::
-
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 50.00::
-
ንናይ ፅሬት ,ኤሌክትሪክ , ስፖርት ዕጥቂ , ሕትመት , መከና ስፔር ብር 30.00::
-
ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለር ዝገበረ::
-
ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ አብ ካሊእ ፖስታ ታኣሽጉ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል::
-
ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን::
-
ናይ ተጫረቲ ሽም, አድራሻ , ክታምን ምሕተምን ክኣርፎ አለዎ::
-
ተጫረቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ ክአስርን ናይ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ::
-
ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
-
ኩሎም ዕዳጋታትና በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከቐርብ ዝኽእል ክኽዉነ አለዎ::
-
ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓረይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረቱ ኣታዊ ይገብር::
-
እቲ ቤት ፅሕፈት ዘሐሸ ኣማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
-
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348402132 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል::