ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡ ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | m/ዋጋ | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ኢደ መጋብር ቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና ናይ ሰልጠንቲ ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ባይንድ ምግባር | መጠን ወረቐት A4 ፀሊምን ፃዕዳን ዉሽጣዊ ገፅ 80ግራም ብክልተ ገዕ ኮፒ ይግበር ሽፋን 250ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ኣርት ወረቐት በዝሒ ገፅ 61/በዝሒ ወረቐት 31/ ብሃርድ ከቨር ትራንስፓረንንስን ብስቴፕለርን ኣብ ሰለስተ ቦታ ተወቕዑ ብሻራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር | ጥራሕ | 2396 | |||
02 | ኢደ መጋብር ቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና ናይ ሰልጠንቲ ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ባይንድ ምግባር | መጠን ወረቐት A4 ፀሊምን ፃዕዳን ዉሽጣዊ ገፅ 80 ግራም ብክልተ ገፅ ኮፒ ይግበር ሽፋን 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ኣር ወረቐት በዝሒ ገፅ 115/በዝሒ ወረቐት 58/ ብሃርድ ከቨር ትራንስፓረንንስን ብስቴፕለርን ኣብ ሰለስተ ቦታ ተወቕዑ ብሻራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር | ጥራሕ | 284 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተበሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20-22/02/2017ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት ።
6. እዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ መዓልቲ ይኸዉን::
7. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት