ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ኣቅሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
35200 | 1 | Slave cylinder | 1522377 | Pcs | 1 |
ከማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
_ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ክተሓሓዝ አለዎ
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/2/2017ዓ/ም ክሳብ 22/2/2017 ዓ/ም 5:00
_ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡