ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መካይን ባትሪ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
35683 | 1 | Maintenance free | battery | 12v 70 AH | Pcs | 3 | ||
2 | Maintenance free | battery | 12v 200AH | Pcs | 4 | |||
36092 | 3 | Maintenance free battery | 12v 55AH | Pcs | 3 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ሻት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/02/2017 ክሳብ ዕለት 22/02/2017 ሰዓት 5:00
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/02/2017 ሰዓት 9:00 ይኸውን ።
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674(0342401921) ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል”