ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ታቑ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለዪ/specificati | መዐቀኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፅገና ላፕቶፕ ማዘር ቦርድ ዝሐወሰ ፅገና | ቑፅሪ | 01 | ||||
2 | ኮምፒተር/ማዘር ቦርድን ፓወር ሳፕላይን ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
3 | ፅገና ፕሪንተር /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
4 | ፅገና ፎቶ ኮፒ /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
5 | ፅገና ፋክስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
6 | ፅገና ዩፒኤስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
7 | ፅገና ረሲቨር | ቑፅሪ | 01 | ||||
8 | ፅገና ቴሌቨዥን | ቑፅሪ | 01 | ||||
9 | ፅገና ስዊች 24,12,8port ፓወር ሳፕላይ | ቑፅሪ | 01 | ||||
10 | ዕገና ሲስኮ ስዊች ፓወር ሳፕላይ | ቑፅሪ | 01 | ||||
11 | ፅገና ዲጂታል ካሜራ | ቑፅሪ | 01 | ||||
12 | ፅገና ስካነር | ቑፅሪ | 01 | ||||
13 | ፅግና ሰርቨር ፓወር ሳፕላይ/ | ቑፅሪ | 01 | ||||
14 | ዕገና ስተፕላይዘር | ቑፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ውዕሊ መሰረት ውዕሊ ብምእሳር ናብ ቢሮና እናመፀ ናይ ፅገና ግልጋሎት ዝህብ ይከውን።
5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት።
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።