ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
ሞዴል ኒሳን | ||||||
1 | ባትሪ ሲልድ | 70A | pcs | 02 |
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/02/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 14/2/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 15/02/2017 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት