ፕሮፎርማ ምሰክታ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቀጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደረ ይዕድም::
ሕቶ ዕደጋ ቁፅረ | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍሰይ ቁፅረ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናዶ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
35496 | 1 | ጎሓፍ መጉሓፊ በዓል ኢድ | ቁፅሪ | 15 | |||
2 | ሽንት ቤት ብሩሽ | ቁፅሪ | 15 | ||||
3 | ባራኪና በዓል 1 ሊትር | ቁፅሪ | 300 | ||||
4 | መወልወሊ በዓል ገመድ ፕላስቲክ | ቁፅሪ | 50 | ||||
5 | ኣልኮል በዓል 1 ሊትር | ሊትር | 100 | ||||
6 | ጎሓፍ መጠራቐሚ ቅርጫት | ቁፅሪ | 150 | ||||
7 | ኣዎጀዲድ | ሜትር | 100 | ||||
8 | ዊንደው ክሊነር | ቁፅሪ | 30 | ||||
9 | ፎጣ ንእሽተይ | ቁፅሪ | 200 | ||||
10 | ኤር ፍሬሽ (Air fresh) | ቁፅሪ | 100 | ||||
11 | ፕላስቲክ ስኮፓ | ቁፅሪ | 300 | ||||
12 | ፍሊት (Roch killer) | ቁፅሪ | 150 | ||||
13 | ፕላስቲክ ባልዲ | 20 ሊትር | ቁፅሪ | 15 | |||
14 | Detergent(ፈሳሲ ሳሙና) | ሊትር | 100 | ||||
15 | ፕላስቲክ ጓንት | 200ግ | ቁፅሪ | 200 | |||
16 | ማስክ ሰርጂካል | ቁፅሪ | 15 | ||||
17 | ሳኒታይዘር (Sanitizer) | በዓል 1 ሊትር | ሊትር | 150 |
ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
• ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ናይ ሠቀረባይነትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ዕርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣሰም፡፡
• እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲሶቲ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ስቀመጥ ኣለዎ።
• ዕዓራይ ምስዓረ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚረ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰገሱት /ኣቅሓ/ ክህብ ኣሰም፡፡
• ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣሰም
• ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 11/02/2017- 13/02/2017 ዓ/ም ድ/ሰ
• ፕሮፎርማ ዝክፈተሱ ዕሰት 14/02/2017 ዓ/ም ቀ/ሰዓት 3፡00 ይኸውን፣፣
• ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕሰሙ እዩ
• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034204674/0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክርሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ፕሮፎርማ ቁጥዓ ምውሳድ ይከኣሰ::