ቢሮ ማይንኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይንኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.qናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑዕሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ ኮምፒተር ወረቐትኤ-ፎር 80 ግራምብደስጣ30
2ናይ ፎቶ ኮፒ ወረቐትኤ-ፎር 80 ግራምብደስጣ20
3ካርቦን ኣምባሳደር ሰማያዊ8000 Eብደስጣ04
4እስክርቢቶሳምፕል መሰረት04ባኮ
5ኣቃፈበዓል ብረትቑፅሪ50
6ፍለሽ32 GB ኦርጂናልቑፅሪ02
7ካልኩሌተርሳምፕል መሰረትቑፅሪ02
8ካኪ ፖስታ ማእከላይኤ ፎር ሳይዝብደስጣ02
9ካኪ ንኡሽተይኦርጂናልብደስጣ03
10ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡኦርጂናልቑፅሪ02
11ናይ ኮምፒተር ቀለምtk 170 ኦርጂናልቑፅሪ04
12ናይ ኮምፒተር ቀለም80A ኦርጂናልቑፅሪ06
13ስታምፕ ፓድኦርጂናልቑፅሪ02
14ናይ ማህተም ቀለምኦርጂናልቑፅሪ02
15ባይንዲንግ ፕላስቲክኦርጂናልብደስጣ01
16ባይንዲንግ ካቨርኦርጂናልብደስጣ01
17ስቴፕልስ ማእከላይኦርጂናልብፓኬት04
18ማስታወሻ ንኡሽተይሲነር ላይንብደርዘን05
19ኡሁኦርጂናልቑፅሪ10
20ዲቫይደርሳምፕል መሰረትቑፅሪ03
21ስቴፕልስ ዓብይኦርጂናልብፓኬት03
22ፕላስተር ዓብይኦርጂናልቑፅሪ02

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TIN/ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ)አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ ::

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo