ፕሮፈርማ
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት ምግቢ | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ||||||
1 | ዘይቲ ብልዒ ሓያት ኮይኑ ቀጢን | ባዕል 20 ሌትር | ጀሪካን እሹግ | 01 | ኤክስ ፓየርድነቱ ብግልፂ ይመላእ |
ንኩሓ ሆስፒታል ትካልና ዝዉዕል ግልጋሎት ዘይቲ ብልዒ ንምግዛእ ስለዝደለየ ናይዚ ትካላት መቅረብቲ ዝኸንኩም ግለሰባት እቲ ፕሮፈርማ ካብ ዕለት 28/01/2017ዓ.ም ክሳብ 30/01/2017ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።
ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንዕድም ።
1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ።
2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽዕሉ።
3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።28/01/2017ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017ዓ.ም 4:00 ስዓት ይኽፈት።
5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኸም ንኽትወስዱ ንዕድም።
6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ
7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።