ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቑሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ-79 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቑሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ-79 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ስታርተር አሰይ28100-17090pes01
2ግለዉ ፕላግ19850-17020pes06

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕርፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/1/2017 ዓ/ም ጀምሩ ክሳብ ዕለት 16/1/2017 ዓ/ም 9:00 ስዓት ኾይኑ ፕርፎርማ ዝኸፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/1/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን ፡፡

3. ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርብ

ኣለዎም።

4. ናይ ፕርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቕረብትን ዝፍርሙሉ ዓምድ ይህልዎም።

5. ሳዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ዕሬቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር።

6. ካብ እቲ ዘዳለናዮ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፅሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕርፎርማ ብኽፋል ወይ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ።

8. ናይ ዚ ፕርፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕዳጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩኽ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባቢ ውርድ እልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብር ቢሮ ቁ.14 እናመፃእኹም ምውሳድ ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo